መራሕቲ ዲሞክራሲያዊ ሰልፊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎም ስደተኛታት ናይ ምስጓግ ስጉምትታት ይወስዱ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

መራሕቲ ዲሞክራሲያዊ ሰልፊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎም ስደተኛታት ናይ ምስጓግ ስጉምትታት ይወስዱ

ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ዝጅምር ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ኣመሪካ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎም ስደተኛታት ብበዝሒ ንምብራር መፅብዓ ብምእታው ዲሞክራሲያዊያን ኣብ ዝቆፃፀሩወን ዘለው ክፍለ ሃገራት ዘለው ገለ ከንቲባታት ነቲ ሓድሽ ፖሊስታት ንምድላው ስጉምትታት ይወስዱ ኣለው።

ኣባል ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ ዝኾነ ከንቲባ ኒው ዮርክ ኤሪክ ኣዳምስ ኣብ ፍሎይድ በነት ፊልድ ዘሎ መዕቖቢ ስደተኛታት ዝቕፅል ወርሒ 15 ጥሪ 2025 ከም ዝዕፆ ኣፍሊጡ ኣሎ።