ወርሒ የካቲት - ንዝኽሪ ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ወርሒ የካቲት - ዝኽሪ ን ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን

ወርሒ የካቲት ኣብ ኣመሪካ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ታሪኽ፡ባህሊን ልምዲን ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን ዝዝኸረሉ ወርሒ'ዩ።

እዚ ወርሒ ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ዝተወደቡ ዝኽርታት ሓደ ምዃኑ ይግለጽ።