ወርሒ የካቲት - ዝኽሪ ን ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን
Your browser doesn’t support HTML5
ወርሒ የካቲት ኣብ ኣመሪካ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ታሪኽ፡ባህሊን ልምዲን ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን ዝዝኸረሉ ወርሒ'ዩ።
እዚ ወርሒ ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ዝተወደቡ ዝኽርታት ሓደ ምዃኑ ይግለጽ።
Your browser doesn’t support HTML5