ኣሰራርሓ መግቢን ምግብናን ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣሰራርሓ መግቢን ምግብናን ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን

ሱር ታሪኽ ምግብናን መግቢን ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን ኣብ ምሃዝነትን ንጸገም ብቅልጡፉን ውሕሉልን መንገዲ ኣብ ምውጻእ ዝተመስረተ'ዩ። ካብ መሰረቱ ጀሚርካ ምቁር መግቢ ምድላው ማለት ዩ። እዞም መግቢታት ቀስ ኢልካ ዝበስሉን ብዝተፈላለዩ ቀመማት ዝተቃመሙን እዮም።