ዘይልሙድ ተርእዮ ኣብ ታሪኽ ምርጫ ኣመሪካ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ታሪኽ ኣመሪካ ዘይዝውቱር ወይ ዘደንጽው ነገራት ዝተጋሃድሉ ወቕቲ ነይሩ እዩ። ሕጹያት ዝተመቁሑሉን ኣካሎም ዝጎደሉሉን ጊዜ’ውን ነይሩ።
Your browser doesn’t support HTML5