ኣቦ-መንበር ማሕበር ብድሆ ኣብ ኤርትራ ሰሎሞን ገብረኪዳን

ዝኸበደ ጊዜ ኤይድስ ከምዝሓዞ ንዝፈልጥዎ ሰባት ዝገለፀሉ ጊዜ'ዩ ይብል

ሰሎሞን ገብረኪዳን ምስ ኤች ኣይ ቪ ዝነብር መንእሰይ እቲ ቫይረስ ኣብ ደሙ ካብ ዝኣቱ ድሮ 7 ዓመት ኣቑፂሩ ኣሎ።እንተኾነ ኣብ ፅቡቅ ኩነታት ይርከብ።ንሱ ኣቦ-መንበር ማሕበር ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭ ዝኾነ ብድሆ'ውን'ዩ።