ድሕሪ ናይ ሰሙናት ግምትን ካብ ናይ ገዛእ ርእሶም ፓርቲ ዴሞክራሲያዊያን ካብ ውሽጢ ዝደፍአ ፀቕጢ ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ንዳግመ ምርጫ ዝገብርዎ ወፍሪ ከብቅዕ ብምውሳን ንምኽትል ፕረዚደንት ካምላ ሃሪስ ድጋፍ ምሃቦም ትምሊ ሰንበት ኣብ ዘፍለጡሉ ኣብ መላእ ሃገር ስምባደ ፈጢሩ እዩ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ምስ ምስሓብ ፕረ. ባይደን ዲሞክራሲያዊያን ሰልፊ ሓዱሽ ብድሆ ይገጥሞም