መንእሰያት መረፅቲ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ዓመተ 2024

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

መንእሰያት መረፅቲ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ዓመተ 2024

ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓመት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ድምጾም ዝህቡ መንእሰያት መብዛሕትኦም ካብ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ወይ ዶናልድ ትራምፕ ወፃኢ ካልእ ሰብ እንተዝህልው ምሓሸ ነይሩ ይብሉ። ገለ ካብዚኦም ምድፋእ ዕድመ ናይቶም ሕፁያት ኣብ ግምት ብምእታው'ዩ ነዚ ርእይቶ ዝሃቡ።

ካብ መንጎ እቶም ብዕድመ ዝደፍኡ ሕፁያት ቀንዲ ፓርታት ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ውድድር ንመዝነት መን ብቕዓት ኣለዎ ዝብሉ ሕቶታት ዝሓዘ እዩ። እቲ ሕቶ ብፍላይ ካብ መናእሰይ ተሳተፍቲ እዩ ዝልዓል።