ዋሽንግተን —
ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ትማሊ ረቡዕ ትማሊ ረቡዕ ናብ ቤተ መንግስቲ ኣመሪካ ተመሊሶም ንኽልቲኦም ቤት ምኽርታትን ዋይት ሃውስን ብምብፃሕ ነቲ ንኻልኣይ ግዘ ዝዳለውሉ ዘለዉ መዝነቶም ዘለዎም ራእይ ኣንፂፎም።
ፕረዚደንት ጆ ባይደን ንምሩጽ ፕረዚደንት ትራምፕ ኣብ ኦቫል ኦፊስ ኣብ ዘተኣናገድዎም እዋን ሰላማዊ ስግግር ስልጣን ከምዝግበር ቃል ኣትዮምሎም።
Your browser doesn’t support HTML5
ፕረዚደንት ባይደን ሰላማዊ ምስግጋር ስልጣን ከምዝህልው ኣረጋጊጾም