ቅልስ ባይደንን ትራምፕን ንዓወት ሚሺጋን

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ፕረዚደንታዊ ሕፁይ ዶናልድ ትራምፕ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማእከላይ ምዕራብ ክፍለ-ግዝኣት ሚሺጋን ወፍሪ ምረፁኒ ከካይዱ መደብ ሒዞም ኣለዉ። ሚሺጋን ካብተን ነቲ ኣብ ወርሒ ሕዳር ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኵስና ካብ ዝኽእላ ብኣፃብዕቲ ዝቑፀራ ግዝኣታት ሓንቲ እያ።