ዑደት ባይደን ንኣፍሪቃ -- ምክትታል ኮሮዲዮ ሎቢቶ
Your browser doesn’t support HTML5
ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ንሰለስተ መዓልታት ዑደት ስራሕ ኣብ ኣፍሪቃ ንምፍጻም ሎሚ ናብ ኣፍሪቃ ኣትዩ ኣሎ። ዑደት ባይደን ኣብቲ ምስ ኣህጉር ኣፍሪቃ፡ ምምሕዳሩ ዝወሰዶ ዓቢ ተበግሶ ኮሮዲዮ ሊቦቶ ንምክትታል’ዩ።
Your browser doesn’t support HTML5