መደረ ፕረ.ባይደን ንዋዕላ ሕቡራት ሃገራት

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

መደረ ፕረ.ባይደን ንዋዕላ ሕቡራት ሃገራት

ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ሎሚ ሰሉስ ኣብ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ተቐናቐንቲ ሱዳን ነቲ ንሃገሮም ዝርምሳ ዘሎ ኩናት ደው ክብልዎ ተማሕጺኑ።

ሎሚ ሰሉስ ንሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት መደረ ዘስምዐ ባይደን፡ ኣብ ሱዳን እናሓመቐ ዝኸይድ ዘሎ ኩነታት ን8-ሚልየን ሰባት ኣብ ገምገም ዓጸቦ-ጥምየት ኣውዲቑ`ሎ ኢሉ።