ኢንዳስትሪ ናይ ኤሌትሪክ መካይን ኣብ ምምሕዳር ትራምፕ ክዓብይ ኣፍረይቲ ተስፋ ይገብሩ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኢንዳስትሪ ናይ ኤሌትሪክ መካይን ኣብ ምምሕዳር ትራምፕ ክዓብይ ኣፍረይቲ ተስፋ ይገብሩ

ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ ኣካያዲ ስራሕ ፋብሪካ መኪና ተስላ ኤሎን ማስክ ሓደ ካብቶም ላዕለዎት ኣማኻሪ ምሩጽ ፕረዚደንት ኮዶናልድ ትራምፕ ምዃኑ ስዒቡ ኣፍረይቲ ብኤሌትሪክ ዝንቀሳቀሳ መኻይን ኣብ እዋን ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ ምህርቶም ብቀጻሊ ክስስን ተስፋ ጌሮም'ለዉ።