መደረ ስንብት ፕረ.ባይደን

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

መደረ ስንብት ፕረ.ባይደን

ፕረዚደንት ጆ ባይደን ትማሊ ረቡዕ ኣብ ካብ ቤት ጽሕፈቶም ኦቫል ኦፊስ ኣብ ዘሰምዕዎ ናይ ስንብት መደረ ስልጣንን ሃብቲን ኣብ ኢድ ውሑዳን ምኻኑ ዘለዎ ሓደጋ ኣጠንቂቆም።