ዑደት ፕረዚደንት ባይደን ንኣፍሪቃ ንጽልዋ ቻይና ክገትኦ’ዶ ይኽእል?
Your browser doesn’t support HTML5
ኣገዳንስነትን ዘላቒ ጽልዋን ዑደት ባይደን ንዘለዎ ትዕዝብቲ ከካፍል ንመምህርን ተመራማሪን ታሪኽ ኤርትራዊ-ካናዳዊ ፕሮፈሰር ዓወት ተወልደ ወልደሚካኤል ተወኪስናዮ ኣሎና።
Your browser doesn’t support HTML5