ገለ ዘይተወለድቲ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ዝኾኑ ሰባት ኣብ`ቲ ኽልል ንቕተል ኣለና ኢሎም

W. Ethiopia

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ዝነብሩ ተወለድቲ እቲ ክልል ዘይኮኑ ዜጋታት ኣብ ልዕሌና ግፍዒ ይፍፀም ኣሎ ኢሎም።ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዚያ ጥራሕ 13 ሰባት ከምዝተቐተሉን ናብ 10 ዝኾኑ ካልኦት ድማ ከምዝቖሰሉን ኣብ ሚኒባስ ካብዝተፈፀመ መጥቓዕቲ ኣምሊጠ ዝበለን ብዛዕባ እቲ ዝበፅሐ መጥቓዕቲ ብዝግባእ ዝዘርዘሩን ነበርቲ ይገልፁ።

ብዛዕባ እቶም ተፈፂሞም ዝተብሃሉ ቕትለትን ምጉዳል ፍትሕን ንሰበስልጣን ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝን ፌደራላዊ መንግስትን ንምዝርራብ ንልዕሊ ሓደ ሰሙን ዝገበርናዮ ተደጋጋሚ ፃዕሪ ኣይሰለጠን።ንዝርዝሩ የድምፁ።

Your browser doesn’t support HTML5

ንሙሉእ መደብ ተኸታተሉ