ኣብ በይ ኤርያ ዝተኻየደ ተቃውሞ ሰልፊን፣ ምላሽ ነቲ ሰልፊ ዝቃወም ኣባል ኮሚኒቲን

ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ በይ ኤርያ ተባሂሉ ኣብ ዝፍለጥ ከባቢ ካሊፎርንያ ገለ ኤርትራውያን ትማሊ ተቃውሞ ሰልፊ ኣካይዶም ኔሮም።

ብዛዕባ ዕላማ'ቲ ሰልፍን ጠለባቶምን ን'ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ገሊፆም'ለው።

ብኻልእ ወገን ነቶም ተሰለፍቲ ዝቃወም

Your browser doesn’t support HTML5

Bay Area Demo


ነባሪ'ቲ ከባቢ አቶ አልኣዛር አብርሃም ርኢትኡ ሂቡ'ሎ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቑ።