ካብ ንእሽቶ ባትሪ ንዝዓበየ መብራህቲ

Your browser doesn’t support HTML5

ሃኒባል እስቲፋኖስ ዝተባህለ ክኢላ ስርዓተ ኤለክትሪክ፡ ውሑድ ዓቕሚ ባተሪ ናብ ሓይሊ ኤለክትሪክ እትቕየር ማሺን ኣማዕቢሉ። ነዛ መሳርሒ ንምምዕባል ድርኺት ዝዀኖ፡ ኣብ ርሑቕ ቦታታት ንዝርአ ስእነት ሓይሊ መብራህቲ ንምቅላል ምዃኑ ሃኒባል ይሕብር። እዛ ኣምዕቢሉዋ ዘሎ ማሺን ካብ 12 ናብ 220 ቮልት ክትቅይር ከም እትኽእል ይነግር።