ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ንኡስ ዕድሚኣ ኣትሒዛ ኣብ ምድራስ መጽሓፍቲ ዝተዋፈረት ገነት ይብራህ፡ ኣብ ቀረባ እዋን ሳልሰይቲ ልብ-ወለድ መጽሓፍ ንህዝቢ ኣቕሪባ ኣላ።
ኣብ ክልል ትግራይ ሕጽረት ልበ-ወለድ ከም ዘሎ ትገልጽ ገነት ይብራህ፡ ገና ኣብ ካልኣይ ደረጃ ትምህርታ ከላ ዝጸሓፈታ “ዘይወግሕ ለይቲ" ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ብዛዕባ ዘይሕጋዊ ስደትን ካብ ሳዕቤናቱ ክውሰድ ዝግባእ ትምህርትን ተዘንቱ።