ቃለ መጠይቕ ምስ ኣቶ ገብሩ ኣስራት

  • ገብረ ገብረመድህን

Gebru-Asrat

ኣቶ ገብሩ ኣስራት ‘’ልኡላውነትን ዴሞክራስን ኣብ ኢትዮጵያ’’ ዘርእስታ መፅሓፍ ፅሒፎም ኣለው።ኣቶ ገብሩ ኣስራት ካብ 1971 ዓ/ም ክሳብ 1993 ዓ/ ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴን ፖሊት ቢሮን ህውሓት ከምኡውን ፈፃሚ ስራሕ ኢህወዴግ፤ ካብ 1983 ዓ/ም ክሳብ ካብ ውድብ ህውሓት ዝተባረሩሉ 1993 ዓ/ም ፕሬዝዳንት ክልል ትግራይ ኮይኖም ሰሪሖም እዮም።

ኣብ መፅሓፎም ብርክት ዝበሉ ኣርእስትታት ዳሂሲሶም ኣለው።ብድምፂ ይስምዑ።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ ምልልስ ምስ ኣቶ ገብሩ ኣስራት 1ይ ክፋል