ቪድዮ መራሕቲ ክልል ትግራይ ንምሉእነት ስምምዕ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ይጽውዑ ለካቲት 17, 2025 ገብረሚካኤል ገብረመድህን Your browser doesn’t support HTML5 ትማሊ ሰንበት ኣብ ዝተዛዘመ መበል 38 ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃ፡ ተመኵሮን ሃጓፋት ስምምዕ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ዝጠመተ ከይዲ ምስማዕ ተኻይዱ ነይሩ።