አቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪቃ ኣሜሪካ ንኣህጉር ኣፍሪቃ ትህቦ ናይ ገንዘብ ሓገዝ ከይተጉድል ይምህጸኑ
Your browser doesn’t support HTML5
አቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪቃ ሙሳ ፋቂ መሓመት ኣሜሪካ ነቲ ብሕቡራት ሃገራት ዝሕገዝ ኣንጻር ጥሩፍነት ዝነጥፍ ጉጅለ ትህቦ ዝነበረት ሓገዝ ደው ምባላ ኣብታ ኣህጉር ዝረአ ግብረሽበራ ንምቅላስ ዝኣተወቶ መብጽዓ ኣብ ሕቶ ዘእትው እዩ ኢሎም።