ኣቶ ኣስገደን መምህር መሓሪን ኣብ `ራእይ መለስ` ተገራጫዊ ርእይቶ ይህቡ- መወዳእታ ክፋል

ካብ ቀዳሞት ተጋደልቲ ሕወሓት ሓደ ኣቶ ኣስገደ ገብረስላሰ፡ ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ እዋን “ ናይ መለስ ራእይ እንክፍተሽ” ዝብል ትርጉም ዝሓዘት ናይ ኣምሓርኛ መጽሓፍ ከምዘሕተመ ይፍለጥ። ዕላማ መጽሓፉ፡ ነታ ኣቐዲማ ብኢህወደግ ዝወጸት “ ራእይ መለስ ” ትብል መጽሄት ንምንቃፍ ምዃኑ ይገልጽ።

መምህር ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኣቶ መሓሪ ዮውሃንስ ግን ምስ ርእይቶ ኣቶ ኣስገደ ኣይሰማማዕን።

ምሉእ ትሕዝቶ መወዳእታ ክፋል ናይ ክልቲኦም መጎተ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣቶ ኣስገደን መምህር መሓሪን ኣብ `ራእይ መለስ` ተገራጫዊ ርእይቶ ይህቡ- መወዳእታ ክፋል