ፃንሖት ምስ ደራሲን ኣላዪን ኣታኽልቲ ነጋ

Your browser doesn’t support HTML5

ካብቶም ናይ ፈለማ ምሩቓት ቲያትሪካል ኣርት ዩኒቨርስቲ መቐለ ዝዀነ ኣታኽልቲ ነጋ፡ ፃንሖቱ ኣብ በበይኑ ዓውድታት ስነ-ጥበብ'ዩ ጸኒሑ። በበይኖም ፊልምታት ዝፀሓፈን ዝደረሰን፡ ሰፊሕ ተሰማዕነት ዘለዎም ናይ ሬድዮ ድራማ ዘዳለወ ኣታኽልቲ፡ ኣብ ቀረባ እዋን’ውን መጽሓፍ የሕቲሙ ኣሎ።