ዋሽንግተን —
ኣብ ሰሜናዊ ህንዲ ትርከብ ክፍለ-ሃገር ኡታራካንድ፡ ሓንቲ ናይ ህዝቢ ኣውቶቡስ ድሕሪ ምጽዳፋ፡ ብውሑዱ 36 ሰባት ሞይቶም፡ ሽዱሽተ ድማ ቆሲሎም። እታ ኣብ ጎቦታት ሂማልያ እትጓዓዝ ዝነበረት ኣውቶቡስ 42 ተጓዓዝቲ ሒዛ ምንባራ ሮይተርስ ጠቒሱ።
ጠንቂ ሓደጋ ዛጊት ኣይተሓበረን። እንተዀነ ኣብቲ ጉዳይ መርመራ ክግበር ምዃኑ ሰብ-መዚ ገሊጾም።