ታሪኽ ደርቂ ንኸይድገም...
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ተመሳሳሊ ደርቂን ሓደጋ ጥምየትን ይረኣ'ሎ ዝብሉ ዳያስፖራ ተጋሩ ድሕሪ ኣስታት ኣርባዓ ዓመታት፣ ሎሚ’ውን ተመሳሳሊ ዓለምለኻዊ ደገፍ ንምትእኽኻብ ይሰርሑ ከምዘለው ይገልጹ።
Your browser doesn’t support HTML5