ሓገዝ ንሕክምና ዓይደር

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝነብሩ ማሕበረሰብ ተጋሩ ዋጋ ልዕሊ ሰለስተ ሚልዮን ብር ሕክምናዊ ሓገዝ ንሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ኣወፍዮም። እዚ ሓገዝ ብቐንዱ ኣብ ስራሓት መጥባሕቲ ዘገልግል ንብረት ምዃኑ ነቲ ሓገዝ ዘረከቡ ኣካላት ገሊጾም። እዚ ሓገዝ ነታ ኣብ እዋን ኲናት ብስእነት መሰረታዊ ቀረባት መድሃኒት እትሳቐ ዝነበረ ሆስፒታል ዓይደር እንታይ ለውጢ ከምጽእ ይኽእል? ንምዃኑ’ኸ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኩነታት ቀረብ እታ ሆስፒታል እንታይ ይመስል?