ጀርመናዉያን ደቂ-ኣንስትዮ ብስደተኛታት ተጠቂዔን ዝብሉ ጸብጻባት ንጉዳይ ስደተኛታት ኣውሮጳ አጋዲድዎ'ሎ

ኣብ ጀርመን ከተማ ኮሎንን ካልኦት ከተማታትን ጀርመናዊያን ደቂ- ኣንስትዮ ኣብ እዋን ሓድሽ ዓመት ብዝተወደበ ጉጅለታት ስደተኛታት ተጠቂዓን ዝብሉ ጸብጻባት ምስ ተሰምዑ ቅልውላው ስደተኛታት ኣብ ኣውሮጳ ሓድሽ አንፈት ሒዙ'ሎ።

ሰበ-ስልጣን ሽወደን'ውን ተመሳሳሊ ብስደተኛታት ኣብ ልዕሊ ሽወደናዊያን ደቂ-ኣንስትዮ ተፈጺሙ ግን ተሓቢኡ ንዝብሉ ክስታት ምላሽ ክህብሉ ይሕተቱ'ለው።

ዋሕዚ ስደተኛታት ናብ ኣውሮጳ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዘን ስደተኛታት ዘተአናግዳ መንግስታት ንስምዒታት ጸረ-ስደተኛታት ይቃለሳ'ለዋ።

ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

Your browser doesn’t support HTML5

ክስታት መጥቓዕቲ ነቲ ቀውሲ ስደተኛታት ኣውሮጳ አጋዲድዎ'ሎ