ኣብነታውያን ኣፍረይቲ ጸባ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ካልኣይ መፋርቕ ወርሒ ለካቲት ሚኒስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘቃንዖ ዋዕላ ፍርያት ጸባን ውጽኢትን፡ ኣብቲ ጽላት ኣብነታውያን ንዝበሎም ክልተ ሓረስቶት ሸሊሙ ነይሩ። እዞም ክልተ ተሸለምቲ ሓረስቶት ነቲ ዘሎ ሕጽረት ቀረባት ተዓጻጺፎም ብምስጋር ዝሓሸ ውጽኢት ከም ዝረኸቡ ምስ ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝገበሩዎ ቃለ-መሕትት ኣብሪሆም ኣለዉ።