ፕረዚደንታት ኣመሪካን ቻይና ኣብ ጉዳይ ቁጠባ ሃገራቶም መደረ ኣስሚዖም

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ፕረዚደንታት ኣመሪካን ቻይና ኣብ ጉዳይ ቁጠባ ሃገራቶም መደረ ኣስሚዖም

ኣብ ዋዕላ ኤስያ-ፓሲፊክ መደረ ዘስምዓ ፕረዚደንት ባይደን፡ ብዛዕባ ሓያልነት ዕብየት ቁጠባ ኣመሪካ ክዛረብ ከሎ፡ መዘንኡ ፕረዚደንት ቻይና ብወገኑ ሃገሩ ንቑጠባ ሃገራት ኤስያን ፓሲፊክን ዘለዋ ኣበርክቶ ገሊጹ።

ኣብ ኤስያ ፓሲፊክን ዝርከባ 19 ሃገራት`የን፡ኣብ ዓይኒ ኣመሪካን ቻይናን ኣትየን ዘለዋ።

እቲ ኣብዚ ሰሙን`ዚ ኣብ ሳንፍራንሲስኮ ዝተኻየድ ዋዕላ እምበኣር እዘን ክልተ ሃገራት ማለት ቻይናን ኣመሪካን ኣብ ዕዳጋ ቁጠባ ዘለውኦ ደረጃ ከፍልጣ ዕድል ንምርካብ`ዩ።

ክልቲአን ድማ ኣለና ዝብልኦ ተዛሪበን።