ኣሸናፊ ጫካ -- ስነ-ጥበብ ንጽባቐን ፍቕሪን

Your browser doesn’t support HTML5

ኣሸናፊ ጫካ -- ስነ-ጥበብ ንጽባቐን ፍቕሪን

ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝተሰናድአ ሽልማት 'ኪነ-ያሬድ' ብፍሉይ ቅዲ ሙዚቃ ዝተሸለመ ሙዚቀኛ፡ ቀባኢን መምህር ስነ-ጥበበን ዝኾነ ኣሸናፊ ጫካ ፡ ብዛዕባ ስርሓቱን ኣብ ስነ-ጥበብ ንዘለዎ እምነትን ዝምልከት ኣዘራሪብናዮ ኣለና።