መደብ ቒሔ ፅልሚ - ንዝኽሪ ስነ ጥበባዊ ኢሰያስ ፀጋይ ዕላል ምስ ጉጅለ ባህሊ ሸዊት

ንዝኽሪ ስነ-ጥበባዊ ኢሳያስ ፀጋይ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ መደብ ቒሔ ፅልሚ ንኣባላት ጉጅለ ባህሊ ሸዊት፡ ኤረና አፈወርቂ፣ ቶማስ አስፋው'ን ልዋም ተኸስተን አዘራሪባ'ላ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ዽምፂ ብምኻድ ጠውቁ