ፍቅሩ ገብረማርያም  ኣብ ኣለሻ ሕልሚ 

Your browser doesn’t support HTML5

ፍቅሩ ገብረማርያም ኣብ ኣለሻ ሕልሚ

ንረቂቕ ሓሳባት ናብ ሕብሪ ክልውጥ ዝኽእል ተባሂሉ ዝግለጽ ሰኣላይ ፍቅሩ ገብረማርያም፡ ክሳብ ሕዚ ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ሃገራት ወፃኢን ብርክት ዝበሉ ምርኢታት ስእሊ ኣዳልዩ ኣሎ። ኣብዚ ቕነ ድማ Chasing Dreams ወይ ድማ “ኣለሻ ሕልሚ” ኢሉ ዝፀወዖ ምርኢት ስእሊ፣ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ፣ ኣሊያንስ ኢትዮ-ፍራንስ፣ ኣዳሊዩ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ለካቲት ንህዝቢ ክፉት ኣሎ።