መቐለ —
ኣቦኡ ድምጻዊ ይርጋኣለም ጌታቸው ንኽብሪ ድምጺ ኣብርሃም ኣፈወርቂን ሮቤል ሰሎሞን፡ ካብ ክልቲኡ ኣጣቢቑ “ኣብሮብ” ዝብል ስም’ዩ ሂቡዎ። ነቲ ዝተወከሎ ስምን ክብሪን ዝኸውን ጽልዋ ሙዚቃ የሕዲሩ ድማ ሕጂ ኣርባዕተ መሳርሒ ሙዚቃ ንምጽዋት ክኢሉ ኣሎ። ዛንታ ኣብሮብ ይርጋኣለም ኣብዚ ምክቻል ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብሮብ፤ ተውህቦን ቅርበት ሙዚቃን ዝፈጠሮ ምውህሃድ