እምኒስ ኣይወሓደን፣ ሕጂ ግን ዋና ረኺቡ

Your browser doesn’t support HTML5

እምኒስ ኣይወሓደን፣ ሕጂ ግን ዋና ረኺቡ

ብሞያ መካኒካዊ ምህንድስና ዝተመረቐ ሃይለ ከሓሰ፡ ኣብ ከባቢኡ ንዝረኽቦ ኣእማን ክጸርብን ክቀርጽን ካብ ብንእሽቶኡ ተገዳስነት ከም ዝሓደሮ ይዛረብ። ሕጂ ግን ነዚ ስራሕ ብሞያ ሒዙዎስ ንመመላኽዒ ዝኸውን ቅርጽታት ሰሪሑ ኣብ ምሻጥ ይርከብ።