ቂሔ-ጽልሚ(Kaleidoscope) ብዛዕባ በዓል-ጥምቀት

ኣብ`ዚ መደብ`ዚ፡ ንኣከባብራ በዓል ጥምቀት ዝምልከት ካብ ግርማይ ገብሩ ቀሪቡ`ሎ። ንመሐወስታ፡ ፕረሲደንት ኦባማ እናደረፉ ከለዉ`ውን ዘቕረብናዮ ኣሎ።

ንምሉእ መደብ ቂሐ-ጽልሚ ኣብ`ዚ ምልክት ድምጺ ጠዊቕኩም ስምዑ፡