ወይዘራዝር ብሄረሰባት ትግራይ ንምሕራይ ውድድር ፅባቐ ተካይዱ

ካብ እንደርታ ካብ ኢሮብን ኩናማን ዝተሓረያ ጎራዙ ተሸሊመን::

ብመሰረት እዚ ወይዘሪት ሰላም ገብረማርያም ካብ ትግራይ ወይዘሪት ሄረሞን ገብረማርያም ካብ ኢሮብ ከምኡ ድማ ወይዘሪት ኣለም ግርማይ ካብ ኩናማ ታዓዊተን::

እቲ መድረክ ብመንእሰይ ሰላም ገብረየሱስ እዩ ተሰናዲኡ::