በዓልቲ-ሞያ ቅብኣን ዲዛይንን ንግስቲ ዘወልዲ ተመክሮኣ ተካፍል

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

በዓልቲ-ሞያ ቅብኣን ዲዛይንን ንግስቲ ዘወልዲ ተመክሮኣ ተካፍል

ንግስቲ ዘወልዲ(ቲቲ) ኣብ ቅብኣን ዲዛይንን ከምኡ`ውን ኣብ ዝተፈላለዩ ውሽጣውን ግዳማውን ዲዛይን ስነ-ህንጻ ትነጥፍ ዘላ ኤርትራዊት`ያ ።

ኣብ ዝተፈለለዩ ዓለም-ለኻዊ ስነ- ጥበባዊን መድረኻት ብምስታፍን ምርኢት ፋሽን ብምድላውን ተሸሊማን`ያ። ንሳ፡ ኣብ ኣመሪካ ንክነብራ ንዝመጻ ደቀንስትዮ፡ ህይወተን ከመሓይሻሉ ዝኽእላ ብዙሕ ዕድላት ከም ዘሎ ትመክር።

ቲቲ፡ ኣብ ካሊፎርንያ፡ ከባቢ ኦክላንድ ትነብር በዓልቲ ሓዳርን ኣደ ሰለስተ ቆልዑትን`ያ።