ዝበዝሐ ኣባል ሕወሓት ልቡ ምሳና`ዩ ይብል ዓረና

ARENA TIGRAY

ሕወሓት ግን ዓረና ብህዝቢ ዝተነጽገ ዩ ይብል
ንዓረና ክመርሑ ጸኒሖም ኣብ`ዚ ቐረባ ዝወረዱ ኣቶ ገብሩ ኣስራት፡ ሕወሓት ዝኽተሎ ወያናይ ደሞክራሲ ዝብል ፖሊሲ፡ ንዜጋታቱ ከምጸላኢ ዝቖጽር`ዩ ኢሎም።

ወኪል ሕወሓት ወ/ሮ ትርፉ ኪዳነማርያም ብወገነን፡ ዓረና ዘይጠቅም ዕላማ ስለዝሓዘ ብህዝቢ ይንጸግ ኣሎ ይብላ።

ግርማይ ገብሩ ናይ ኽልቲኦም ርእይቶታት ዝሓዘ ጸብጻብ ሒዙ`ሎ