መቐለ —
ኣብ ኢትዮጵያ ብሰላማዊ ቃልሲ ንምዕዋት መስዋእትነት ይከፍል አለኹ በዚ’ውን ዝተቐትሉን ዝተጎሳቀሉን አባላት አለውኒ ዝበለ ተቓዋሚ ፓርቲ ዓረና ትግራይ ንዲሞክራሲን ሎዑኣላዊንት፡ ማእከላይ ኮሚቲኡ ኣብ መቐለ ዘካየዶ ገምጋም 10 ነጥቢ ዝሓዘ መግለጺ ብምውጻእ ዛዚሙ።
Your browser doesn’t support HTML5
ማእከላይ ኮሚቴ ዓረና ትግራይ 10 ነጥቢ ዝሓዘ መግለጺ ብምውጻእ ገምጋሙ ዛዚሙ