ኣብራሃ ደስታ ኣበይ ኣትዩ?

ኣብራሃ ደስታ

ኣባል መሪሕነት ዓረና ትግራይን መምህር ዩኒቨርስቲ መቀለን ዝኾነ ኣቶ ኣብራሃ ደስታ፣ካብ መቀለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝተወሰደን ገዝኡ ከምዝተፈተሸን ተገሊፁ።

ወሃቢ-ቃል ዓረና ትግራይ ኣቶ ዓንዶም ገ/ስላሴ ንቪኦኤ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፣ኣቶ ኣብራሃ ካብ መቀለ ዝሓለፈ ዓርቢ ከምዝተሰወረን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቤት ማእሰርቲን ከምዝተራኣየን ሓቢሮም።

Your browser doesn’t support HTML5

ንሙሉእ ቃለ-ምልልስ ኣዳምጹ