ኣኼባ ዓረና ኣብ ሽረ ፈሺሉ፣ዝተፈላለየ ጠንቂታት ይቀርብ

SHIRE, TIGRAY

ኣብ ከተማታት ውቅሮ፣ዓብዪ ዓዲን ዓዲግራትን ዕውት ህዝባዊ ኣኼባታት ከምዘሳለጠ ዝገልፅ ዓረና ትግራይ ሽረ ግና ፍልይ ዝበለት ኮይና ረኺበያ‘ለኹ ይብል።

ኣቦ መንበር ዓረና ኣቶ ብርሃኑ በርሀ፣ምምሕዳር ሽረ ኣተዓናቂፉና ይብሉ ንቪኦኤ ኣብ ዝሃብዎ ቃለ-ምልልስ።

ከንቲባ ሽረ ኣቶ መረሳ ኣታክልቲ ብወገኖም፣ድልየት ዓረና ዘይንፁርን ብህዝቢ ዝተነፀገ ስለዝኾነን‘ዩ እቲ ኣኼባ ፈሺሉ ይብሉ።ዓረና ሙሉእ ሰለስተ መዓልቲ ካብ ገዛ ናብ ገዛ እናኸደን ንቆልዑት ከይተረፈ ዕድመ ከምዝገበረሎም ገሊፆም እቶም ከንቲባ።

Your browser doesn’t support HTML5

ሙሉእ ቃለ-ምልልስ ምስ ክልቲኦም ኣጋይሽ