ሞት ዳኛ ኣንተኒን ስካልያን ዘስዓቦ ውጥጥን

ዳኛ ኣንቶኒን ስካልያ

ምኩር ዳኛ ዝላዓለ ቤት ፍርዲ ኣሜሪካ ኣንተኒን ስካልያ ዝሓለፈ ቀዳም ሃንደበት ኣብ ዝሃረስሉ ዓራት ከምዝዓረፉ ዝዝከር’ዩ። ንሶም ኣብ ኣተረጓጉማ እቲ 230 ዓመት ዕድመ ዘቁፀረ ሕገ-መንግስቲ ኣሜሪካ ብርቱዕ ተሓላቂ ተባሂሉ’ውን ተዘሪብሎም’ሎ።

ፕረዚደንት በራክ ኦባማ ‘ተካኣይ ዳኝ ንምምዛዝ ዝተዋሃበኒ ሕገ-መንግስታዊ ሓላፍነተይ ንክፍፅም ቅሩብ’የ።ሴኔት ብወገኑ፣ ርትዓዊ ሪኢቶን ኣብ እዋኑ ድምፂ ዝዋሃበሉን መስርሕ’ዩ ከጣጥሕን ግዴትኡ’ዩ’ ኢሎም።

ካብ ደምበ ሪፐብሊካዊያን ንፕረዚደንት ይወዳደሩ ዘለው ሴኔተር ማርኮ ሩብዮ ‘እዚ ጉዳይ’ዚ ንቅድሚት ክንደፍአሉ ኣይንኽእልን። ኣርባዕተ ነጥቢ’ ዝብል ሪኢቶ ሂቦም’ለው።

ሸሞንተ ኣባላት ዝሓዘ ቤት ፍርዲ ኣሜሪካ፣ ኣብ ኢዱ ብርክት ዝበሉ ኣጀንዳታት ኣለዎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ሙሉእ ጸብጻብ