ዘተ፡ ኣብ ክትዕ ሕጹያት ምክትል ፕረዝደንት ኣሜሪካ

APTOPIX Campaign 2016 VP Debate

ትማሊ ሕፁያት ምኽትል ፕሬዝዳንትታት ዩናይትድ ስቴትስ ፈላማይን እንኮን ክትዕ ኣካይዶም ኣለው።ህዝቢ እውን ብቴሌቪዥን ብቐጥታ ተኸታቲሉዎ’ሎ።

ነዚ ዘለዎም ርእይቶኦም ክገልፁልና ካብ ኮሎምቦስ ኦሃዮ ኢትዮጵያዊ ኣሜሪካዊ ኣቶ ብርሃነ ኣማረ ምሁር ፖለቲካ ሳይንስ ብውልቂ ስራሕ ዝመሓደሩን ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ ኣቶ ዮሃንስ ክፍለ ዋና ዳይረክተር ምምዕባል ኮርፖረሽን ካብ ዋሽንግተን ዲሲ እዮም።

ሓፈሻዊ ትዕዝብቶምን ካልእን ብዝምልከት ዘካየድዎ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ዘተ፡ ኣብ ክትዕ ሕጹያት ምክትል ፕረዝደንት ኣሜሪካ