ትንተና፡ ብዛዕባ ፕረዝደንታዊ ክትዕን ምርጫን ኣሜሪካ ብዶ/ር በርሀ ሃብተጊዮርጊስ

ዶ/ር በርሀ ሃብተጊዮርጊስ

ፕረዝደንታዊ ሕጹያት ኣሜሪካ ናይ ሳልሳይ መወዳእታን ኽትዕ ትማሊ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኔቫዳ ላስ ቬጋስ ኣካይዶም።

እቶም ሕጹያት ኣብ ጉዳይ ኢምግሬሽን፡ሃገራዊ ዕዳ፡ጸጥታ፡ምስያም ዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲን ካልኦት ጉዳያትን ተኻቲዖም።

ብዛዕባ'ቲ ናይ ትማሊ ኽትዕ፡ መስርሕ ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካን ትንታንኦም ዝሃቡ ዶ/ር በርሀ ሃብተጊዮርጊስ ካብ ኣትላንታ'ዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ትንተና፡ብዛዕባ ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ