“ባይደን ጎስጓስ ወፍሪ ምርጫ’ዮም ኣካዪዶም፡” ኣቶ ላባን ስዩም
Your browser doesn’t support HTML5
ትማሊ ሓሙስ ንዝቐረበ ፕረዚደንታዊ መደረ ምርኵስ ብምግባር፡ ኣባል ሰልፊ ርፓብሊካውያንን ኣብ ዝመጽእ ምርጫ ዝወዳደሩ ዘለዉን ኣቶ ላባን ስዩም፡ ርእይቶኦም ክህቡና ተወኪስናዮም ኣሎና። ኣቶ ላባን እቲ ዝቐረበ መደረ ንኽብሪ እቲ ኣገባብ ዝትንክፍን ጎስጓስ ወፍሪ ምርጫ ዝመስልን’ዩ ኢሎም ይምጉቱ።