ትንተና፤ ስምምዕ ምቍራጽ ተጻብኦ ፕሪቶርያ ኣብ ሽዱሽተ ወርሑ

  • በትረ ስልጣን

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን (ህወሓት) ኣብ ፕሪቶርያ ደቡብ ኣፍሪቃ ውዕል ሰላም ካብ ዝኽተም ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣቑጺሩ'ሎ። ነዚ ብዝምልከት መግለጺ ዘውጽኡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንክን፡ ብመሰረት ውዕል ፕሪቶርያ ብክልቲኦም ወገናት ንዝተፈጸሙ ተግባራት ንኢዶም ጎዲሎም ንዝበልዎም ተግባራት ድማ ንኽፍጸሙ ኣተባቢዖም።