ዋሽንግተን —
ናይ ኤርትራ ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ኣፈወቂ ንርክብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ንውሽጣዊ ኩነታት ኢትዮጵያ፣ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣመልኪቶም ምስ ቴሌቪዥን ኤርትራ ዘካየድዎ ቃለ ምልልስ ክትንትኑልና ክኢላታት ዓዲምና ኣለና።ዶ/ር ዓወት ወልደሚካኤል ኦንታሪዮ ካናዳ ኣብዝርከብ ኲንስ ዩኒቨርስቲ ፕሮፌሰርን ኣቶ ገብረመድህን ገብረሚካኤል ኣብ መቐለ ዩኒቨርስቲ መምህር ፖለቲካዊ ሳይንስን ስትራተጂያዊ መፅናዕትን እዮም።
ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ትንታነ ምሁራት ንቃለ ምልልስ ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ (1ይ ክፋል)