ትንታነ -- ተኽእሎታት ግጭት ቀርኒ ኣፍሪቃ ከመይ ይመስል?
Your browser doesn’t support HTML5
ነቲ ስምምዕ መዘከር ዝደረኸ በበይኑ ምኽንያታት ምዃኑ ዝገልጽ መምህር ህዝባዊ ፖሊሲ ኣብ ዩኒቨርስቲ መሪላንድ ኮለጅ ፓርክን ላዕለዋይ ተመራማሪ ኣብ ማእከል ኣህጉራዊ ፖሊሲታን ጸጥታን ናይቲ ዩኒቨርስቲ ዝዀነ ተሓባባሪ ፕሮፈሰር ሚኪኤል ወልደማርያም፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ካብ ፈለማ ናብ ስልጣን ካብ ዝመጽኣሉ ኣትሒዙ፡ ብዛዕባ ተኽእሎታት ኣፍደገ ባሕሪ ልዑል ተገዳስነትን ሕልሚን ከም ዝጸንሖ ይገልጽ።