▶ዘተ፤ ኣብ ጉዳይ ምምስራት ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

  • ገብረ ገብረመድህን

Your browser doesn’t support HTML5

ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንምምስራት ኣጋጢሙ ዘሎ ፈተናን ፖለቲዊ ኩነታት እቲ ክልል፥ዑደት ሚንስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣመሪካ ሒዙዎ ዝመፀ ተስፋ እንተሃሊዩን ካልእ ብዝምልከት ንኹነታት ትግራይ ብቐረባ ዝከታተሉ፡ ኣሰናዳኢ ደደቢት መዲያ ዶክተር ሃይለ ኣረፋይነ ካብ ኣስውትራሊያን ኣቶ ዳዊት ከበደ፡ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኣውራማ ታይምስን ካብ ኢትዮጵያን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።